البجع البري – እታ ጓል በረኻ ማይ ደርሆ (عربي – تيجريني)
ebook ∣ حكاية مصورة مأخوذة عن قصة لهانز كريستيان أندرسن و متاح بلغتين من اختيارك
By Ulrich Renz
Sign up to save your library
With an OverDrive account, you can save your favorite libraries for at-a-glance information about availability. Find out more about OverDrive accounts.
Find this title in Libby, the library reading app by OverDrive.
Search for a digital library with this title
Title found at these libraries:
Loading... |
كتاب الأطفال ثنائي اللغة (عربي – تيجريني)
"البجع البرّي" لهانس كريستيان آندرسن ليست عبثاً واحدة من اكثر الحكايات قراءةً على النطاق العالمي وإنما هي قصة خيالية، تتناول المشاعر الدراما الإنسانية لدينا، مثل: الخوف، الشجاعة، الحب، الخيانة، الإنفصال والتلاقي.
َدِيدْ: نَمَاذِجٌ لِلتَّلْوِينِ عَبْرَ رَابِطٍ فِي الكِتَابِ، يُمْكِنُ طِبَاعَةُ وَتنْزِيلِ رُسُومَاتِ الكِتَابِ وَتَلْوِينِهَا.
ብ ኽልተ ቝንቃኣ ምጼሓፍ ናይ ቆልዕት (Arabic – ትግርኛ)
"እታ ጓል በረኻ ማይ ደርሆ" ብ ህንስ ክርስትያን ኣንድረሰን ካብቶም ብጽቡቕ ምኽንያትን ኣብ ዓለም ብሰፉሑ ካብ ዝተነበባ ዛንታ ኢያ። ካብ ድራማ ናይ ደቒ ሰባት ዝተሰርሑን ዘተከሩን ነዚ ኣርእስቲ ንኽትዝርዝሮ ግዜ ገደብ የብሉን፣ ፦ ፍርሒ፣ ፍቅሪ፣ ጅግንነት፣ ክሕደት፣ ምፍልላይ ከሙኡውን ምርኻብ።
እዛ ናይ ሕጂ ሕታም ብፍቅራዊ ዝተቀርጸት ብስእሊ ዝተሰነየት ኢያ። ኣንድርሰን ነዚ ዛንታ ን ቖልዑ ብዝጥዕምን ዝሰማመዓን መልክዕ እዩ ገሊጽዎ። እዚ ዛንታ ናብ ዝተፋላለዩ ቛንቛታት ተተርጊማ ኢያ ከሙኡውን ብኽልተ ዝተፋላለየ ቛንቛ ዝተጻሕፈ ሕታም መጽሓፍ ኣሎ።